Episodes
Tuesday Oct 15, 2024
ንክርስቶስ ምምሳል Aba Mengistu G.Amlak October 13, 2024
Tuesday Oct 15, 2024
Tuesday Oct 15, 2024
ፊሊጵስዮስ3
9 እዚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሕጊ ብምፍጻም ዝተመሥረተ ናይ ገዛእ ርእሰይ ጽድቂ ዘይኮነስ፥ ኣብቲ ንክርስቶስ ብምእማን ዝተመሥረተ ካብ እግዚኣብሔር ዝኾነ ጽድቂ ንምርካብ እዩ።10 ከምኡ ኸኣ ንክርስቶስ ንሥልጣን ትንሣኤኡን ክፈልጥ፥ ኣብ ስቓዩ ኽካፈል፥ ብሞቱ ኽመስሎ እሞ 11 ኣብ ትንሣኤ ሙታን ገለ ምስታፍ እንተ ኸኣልኩ ኢለ እየ። 12 ነዚ ዅሉ ድሮ ረኺበዮ ወይ ድማ ቅድሚ ሕጂ ፍጹም ኮይነ እየ ማለተይ ኣይኮነን። ግና፥ ክርስቶስ ኢየሱስ ናቱ ስለ ዝገበረኒ፥ ኣነ ድማ ነዚ ዅሉ ናተይ ክገብሮ ኢለ እጽዕር ኣሎኹ።
Version: 20241125
Comments (0)
To leave or reply to comments, please download free Podbean or
No Comments
To leave or reply to comments,
please download free Podbean App.