Episodes
Tuesday Apr 25, 2023
Tuesday Apr 25, 2023
We apologize for the quality of the recording.
ግብሪ ሓዋርያት 2
42 ንሳቶም ከኣ ብትምህርቲ ሓዋርያትን ኃቢሮም ብምንባርን ብምቚራስ እንጌራን ብጸሎትን ጸኒዖም ነበሩ።43 ብዙኅ ትእምርትን ተኣምራትን ድማ ብኢድ ሓዋርያት ተገብረ፤ ኣብ ኵሎም ከኣ ፍርሃት ኮነ።
44 እቶም ዝኣመኑ ዅሎም ብኃባር ነበሩ። ዘለዎም ኵሉ ኸኣ ብርኪ ነበረ።45 ንሳቶም ከኣ፥ መሬቶምን ጥሪቶምን ሸይጦም፥ ንዅላቶም ከከም ዜድልዮም ይመቕልዎም ነበሩ።46 ኣብ ጸጽባሕ ኣብ ቤት መቕደስ ከየቋረጹ ብኅብረት ጸኒዖም ይእከቡ ነበሩ። ኣብ ኣባይቶም እንጌራ እናቘረሱ ኸኣ ብታሕጓስን ብግሩህ ልብን ኣብ መኣዲ ይሳተፉ ነበሩ።47 ንኣምላኽ የመስግኑ ነበሩ፥ ኣብ ቅድሚ ኵሉ ሕዝቢ ድማ ሞገስ ነበሮም። እግዚኣብሔር ከኣ ዚድኅኑ ኣብ ጸጽባሕ ናብታ ማኅበር ይውስኽ ነበረ።

Version: 20241125
Comments (0)
To leave or reply to comments, please download free Podbean or
No Comments
To leave or reply to comments,
please download free Podbean App.